ጥንታዊ ኣሰኣእላ ኢትዮጵያ ካበይ ናበይ

Published

ጥንታዊ ኣሰኣእላ ኢትዮጵያ ሰኣን ግቡእ ቆላሕታን ጠመተን ካብ ግዜ ናብ ግዜ እናጠፍአ ይኸይድ ከምዘሎ ዝገልጽ ሰኣሊ ጠልስም ተወልደብርሃን ኪዳነ መንግስቲ ምስ ኣብቲ ዓውዲ ዝነጥፉ መናእሰይ ክተሓባበር ጸዊዑ።