ኢትዮጵያዊት ዲዛይነር ኮኸብ ዘመድ

መግለጺ ቪድዮ, ኢትዮጵያዊት ዲዛይነር ኮኸብ ዘመድ
Published

ዳያኑ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኬንያ ብፍላይ ኣብ ጽባሕ ምርጫ አዒንቲ ብዙሓት እዩ ዝዓስሎም። ነቲ ዓይኒ ብዙሓት ዝዓልቦ ክዳን ዳያኑ ኢትዮጵያዊት ዲዛይነር ኮኸብ ዘመድ እያ ሰሪሓቶ።