ንባብ ንባብ ሕዚ'ውን ንባብ!

መግለጺ ቪድዮ, ምንባብ ምንባብ ሕዚ'ውን ምንባብ!
Published

ባህሊ ንባብ ዝነበሮም 15 መንኣሰይ ሰራዊት ፊደል ኢና ኢሎም ተላዒሎም። ነናይ ባዕሎምን ካብ መሓዙቶምን ኣስታት 400 መፃሓፍቲ ኣኪቦም ኣብ ወሰን መንገዲ ሓንቲ ዓምፃይ ካብ ዚንጎ ዝተሰርሐት መፅለሊት ተኻርዮም ጀሚሮሞ።