ካብ ሞንጎ ኣዘራረብቲ ኣባሃህላታት ሮበርት ሙጋቤ

Published

ፕረዚደንት ዚምባብወ ሮበርት ሙጋቤ፡ ብፖለቲካዊ መትከላቶም ጥራሕ ዘይኮነስ፡ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጋጣምታት ብዝዛረብዎም ዘረባታት እውን ይልለዩ።