ብውቅያኖስ ክትወሓጥ ዝቐረበት ደሴት ፓናማ

መግለጺ ቪድዮ, ብውቅያኖስ ክትወሓጥ ዝቐረበት ደሴት ፓናማ
Published

ኣብ ፓናማ እትርከብ ሓንቲ ደሴት ጸፍሒ ባሕሪ እናበረኸን መጠን ጸባይ ኣየራ እናሓቐን ስለዝመጽአ ነበርታ ናብ ካሊእ ከባቢ ክግዕዙ መደብ ተታሒዙ'ሎ።

መንግስቲ እታ ሃገር ካብታ ደሴት ንዝግዕዙ ሰባት ኣብያተ ትምህርቲብ መንበሪ ኣባይትን ኣብ ምህናጽ ይርከብ።