ካብ ኣፍሞት ንሕንጢጥ ዝወጸ ህጻን

Published

ኣብ ጣልያን ሚላኖ ሓደ ወዲ ክልተ ዓመት ዕሸል ምስ ኣዲኡ ባቡር እናተጸበየ እንከሎ ሃንደበት ናብ ናይታ ባቡር ሃዲድ ዘሊሉ ይኣቱ እሞ ሓደ ወዲ 18 ዓመት መንእሰይ ዘሊሉ ኣትዩ ካብ ሞት ኣትሪፍዎ። ደሓር እቲ ወዲ 18 ዓመት ወዲን ኦፕሬተር ናይታ ባቡርን ጅግና ዝብል ሞሳ ረኺቦም።