ናይ መወዳእታ ቃላት ስመኘው በቀለ

መግለጺ ቪድዮ, ናይ መወዳእታ ቃላት ስመኘው በቀለ
Published

ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስቀል ኣደባባይ ሞይቱ ዝተረኸበ ኢንጅነር ስመኘው በቀለ ምስ ቢቢሲ ኣብ ዝነበሮ ጻኒሒት ዝተዛረቦ ናይ መወዳእታ ቃል።