"ታኒካ ወዲ ታኒካ ገይሩ ክራር ሰሪሑ ትርምርም የብላ ነይሩ" ኣደ እያሱ፡ ማማ ኣሰገደች መለስ

መግለጺ ቪድዮ, ኣደ እያሱ፡ ማማ ኣሰገደች መለስ፡ ጓል 99 ዓመት ኮይነን እኳስ እንታይ እናበለ ይደርፍ ምንባሩ ኣይረሳዓን።
Published

ኣደ እያሱ፡ ማማ ኣሰገደች መለስ፡ ጓል 99 ዓመት ኮይነን እኳስ እንታይ እናበለ ይደርፍ ምንባሩ ኣይረሳዓን።

"ትግራይ'ዶ ሓሊፎም በዚ ገይሮምየ --- ክኽተሎም ባዕለየ እናበለ ይደርፍ ነይሩ። ጽቡቕ ገይሩ ከኣ ተኸቲልዎም" ይብላ።