እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
እናተላሃኻ ኮሮናቫይረስ ምክልኻል ይከኣል'ዩ
Published
ኣብ ሃገረ ቬትናም ኦክያንግ ዳንግ ዝተብሃለ ሳዕሳዕን ሚኒስትሪ ጥዕና እታ ሃገርን ተዋዲዶም ሓንቲ ኮሮና ቫይረስ ንምክልኻል እትሕግዝ ሙዚቃ ሰሪሖም። እታ ሙዚቃ ካብ ቬትናም ሓሊፋ ኣብ መላእ ዓለም ትድመጽ ከም ዘላ ተሓቢሩ።