ህጻናት ኬንያ ስለምንታይ'ዮም ካብ ኣደታቶም ዝስረቑ?

Published

ኣብ ኬንያ ኣብ ነብሰወከፍ ዓመት ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ህጻዉንቲ ካብ ሕቑፊ ኣደታቶም ከምዝረቑ መረዳእታታት ይሕብሩ። ቀንዲ ዓማዊል ናይቶም ዝስረቑ ቆልዑት ከኣ ንወሊድ ዘይተዓደላ ደቂ ኣንስትዮ ከምዝኾና ይግለጽ።