ቅልውላው ትግራይ፡ "ኣዶ እንከይፈተወት ንወዳ ገዲፋ ክትከይድ ርእየ'የ"

መግለጺ ቪድዮ, "ኣዶ እንከይፈተወት ንወዳ ገዲፋ ክትከይድ ርእየ'የ"
Published

ክብሮም ዞሙ ይበሃል። ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ሱዳን መዓስከር ስደተኛታት ይነብር ኣሎ። እቲ ናይ ስደት ጽምዋ ምስ ክራሩ እናተጻወተ ይሓልፎ'ሎ። ቀጻሊ ናብ ዓዱ ተመሊሱ ኣብ ሙዚቃ ክነጥፍ ተስፋ ኣለዎ።