እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ነፍሰጾር ኮይና ናብ ኣመሪካ ንምእታው ነዊሕ መገዲ ዝተጓዕዘት ሜክሲካዊት
Published
ጆ ባይደን ፕረዚደንት ኣመሪካ ኮይኑ ካብ ዝምረጽ ብድሓር ቁጽሪ ብዘይ ሕጋዊ መገዲ ካብ ሜክሲኮ ናብ ኣመሪካ ዝስደዱ ስደተኛታት ይዛይድ ከምዘሎ ተሓቢሩ።