ብሓያል ብህቦብላ ዝተዋሕጠት ከተማ

Published

ኣብ ሰሜናዊ ምዕራብ ቻይና እትርከብ ከተማ ዱንሃንግ ብናይ ሓሸዋ ህቦብላ ዝተውሓጠት ኮይና ከም ሳዕቤኑ ድማ ኣውራ መራኸቢ ጽርግያታት እታ ከተማ ተዓጽዮም።