ምስ መንግስቲ ኣፍጋኒስታን ርክብ ዝነበሮም ሰባት ተሻቒሎም

መግለጺ ቪድዮ, ምስ መንግስቲ ኣፍጋኒስታን ርክብ ዝነበሮም ሰባት ተሻቒሎም
Published

ጣሊባን ንርእሰ ከተማ ኣፍጋኒስታን ዝኾነት ካቡል ድሕሪ ምቁጽጻሩ ምስ መንግስቲ እታ ሃገር ይሰርሑ ዝነበሩ ዜጋታት ብዛዕባ መጻኢኦም ተሻቒሎም ይርከቡ። ኣብ ካቡል ኣብያተ መግብን ድኳናትን ተኸፊቶም ስሩዕ መነባብሮ’ኳ ይጅመር እንተሎ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ጎደናታት ብብዝሒ ኣይረኣያን ዘለዋ።