ንጸሊም ሕብሪ ቆርበት እትጣበቕ ህንዳዊት ሞዴል

መግለጺ ቪድዮ, ንጸሊም ሕብሪ ቆርበት እትጣበቕ ህንዳዊት ሞዴል
ንጸሊም ሕብሪ ቆርበት እትጣበቕ ህንዳዊት ሞዴል
Published

ኣብ ህንዲ ስርሓቲ ሞዴሊንግ እትነጥፍ ራቻል ኣብ ትውልዲ ሃገራ ሰባት ብርህ ዝበለ ሕብሪ ቆርበት ንዘለዎም ሰባት ኣጉል ህንጡዩነት ከምዘርእዩ ብምግላጽ ንሳ ነዚ ኣተሓሳስባ ንምቕያር ከምእትሰርሕ ሓቢራ።

ራቻል