መራሒ መኪና ካብ ናይ ባቡር ግጭት ንስክላ ዘምለጠሉ ህሞት

መራሒ መኪና ካብ ናይ ባቡር ግጭት ንስክላ ዘምለጠሉ ህሞት
Published

ኣብ ኣሜሪካ ሓደ ኣብ ጥቓ ሓዲድ ባቡር ተጸጊዑ ደው ኢሉ ዝነበረ መራሒ መኪና ካብ መግጨውቲ ባቡር ንሕንጢጥ/ንስክላ/ ኣምሊጡ። እቲ ዘዋሪ መኪና ብኻልእ ብድሕሪኡ ደው ኢሉ ዝነበረ መራሒ መኪና ተደፊኡ ናብቲ ሓዲድ ድሕሪ ምውዳቑ፡ መኪናኡ ከድሕን'ኳ እንተዘይከኣለ ንነብሱ ግን ኣድሒኑ'ሎ።