ባህላዊ ጸወታ ቅልስ ናይጀርያውያን ተፈላጥነቱ ይዓዝዝ

ባህላዊ ጸወታ ቅልስ ናይጀርያውያን ተፈላጥነቱ ይዓዝዝ
Published

ኣብ ናይጀርያ ግዝኣት ካኖ ሰባት ተኣኪቦም ውድድር ቅልስ የካይዱ። እቲ ውድድር ሚልዮናት ዝከታተልዎ ዓይነት ስፖርት እናዀነ ይመጽእ ኣሎ። ካብቶም ተወዳደርቲ ሓደ ዝዀነ መንእሰይ ናይጀርያዊ ኣብ ሓንቲ ውድድር 185 ዶላር ረኺቡ።