እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ንዘይሕጋዊ ዕደና ወርቂ ብሜርኩሪ ዝምረዝ ዘሎ መሬትን ማይን
ንዘይሕጋዊ ዕደና ወርቂ ብሜርኩሪ ዝምረዝ ዘሎ መሬትን ማይን
Published
ዘይሕጋውያን ዓደንቲ ጋና ነቲ ወርቂ ንምፍላይ ሜርኵሪ'ዮም ዝጥቀሙ፤ ሜርኵሪ ከኣ ንሕማም ኵሊት፡ ሳንቡእን ስርዓት መትንን ዘቓልዕ ባእታ'ዩ።