ከላሽን ኣሕዲጉ ካብ ሞት ዘምለጠ ሰብኣይ

ከላሽን ኣሕዲጉ ካብ ሞት ዘምለጠ ሰብኣይ
Published

ናብ መደበር ፖሊስ ምስ ከደ ሽዑ ንሽዑ ምስ ነብሰ ቅትለት ፈጺሞም መጥቃዕቲ ዝፍጽሙ ራዕዳውያን ዝተፋጠጠ ፓኪስታናዊ፡ ካብ ሓዲኦም ከላሽን ኣሕዲጉ ህይወቱ ከም ዘድሓነ ይገልጽ።