ኣገልግሎት ሓይሊ ኤለክትሪክ መቐለ ኣብ ሕሉፍ ክልተ ዓመት
ኣገልግሎት ሓይሊ ኤለክትሪክ መቐለ ኣብ ሕሉፍ ክልተ ዓመት
Published
ሰራዊት ኢትዮጵያ ንመቐለ ካብ ዝተቖጻጸርሉ ሕዳር 2020 ንድሓር ኣብ ዘሎ ግዜ ኣገልግሎት ሓይሊ ኤለክትሪክ መቐለ እንታይ ከምዝመስል፡ ቢቢሲ ካብ ናሳ ብዝረኸቦ ምስልታት ሳተላይት ኣሰንዩ እዚ ዝስዕብ ቪድዮ ኣዳልዩ'ሎ።