ጾታአን ክምርመራ ዝግደዳ ዘለዋ ተጻወቲ ኩዕሶ እግሪ የማርራ

ጾታአን ክምርመራ ዝግደዳ ዘለዋ ተጻወቲ ኩዕሶ እግሪ የማርራ
Published

ብሰንኪ ሕግታት መርመራ ጾታ ካብ ውድድራት ተኣጊደን ዝነበራ ኣርባዕተ ተጻወትቲ ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ዛምብያ ናብ ጋንታአን ተጸንቢረን።