'ወለድና እንተዝህልዉ ክንደይ ጽቡቕ ነይሩ' ብኵናት ዝዘኽተሙ ፍልስጤማውያን

መግለጺ ቪድዮ, 'ወለድና እንተዝህልዉ ክንደይ ጽቡቕ ነይሩ' ብኵናት ዝዘኽተሙ ፍልስጤማውያን
'ወለድና እንተዝህልዉ ክንደይ ጽቡቕ ነይሩ' ብኵናት ዝዘኽተሙ ፍልስጤማውያን
Published

ዑመር ካብቶም ብሰንኪ እቲ ኣብ ጥቅምቲ ዝተጀመረ ኵናት እስራኤልን ሓማስን ዝዘኽተሙ ኣማኢት ፍልስጤማውያን ቈልዑ ሓደ እዩ። ክልተኦም ወለዱ እስራኤል ብዘካየደቶ ደብዳብ’ዮም ሞይቶም። ከም ሳዕቤኑ ንሱ ምስ ሓሙሽተ ኣሕዋቱ ዘኽቲሙ ኣሎ።