ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኡጋንዳ ኣብ ጉዳይ መመሓየሺ ገደብ ዕድመ ፕሬዚደንት ክሰማምዑ ብዘይምኽኣሎም ነንሓድሕዶም ብመናብር ተባኢሶም።

መግለጺ ቪድዮ, ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኡጋንዳ ኣብ ጉዳይ መመሓየሺ ገደብ ዕድመ ፕሬዚደንት ክሰማምዑ ብዘይምኽኣሎም ነንሓድሕዶም ብመናብር ተባኢሶም።
Published

ጉዳይ ገደብ ዕድመ ፕሬዚደንት ኡጋንዳ ኣዝዩ ኣካታዒ ኮይኑ ዘሎ፡ ፕሬዚደንት እታ ሃገር ዩዌሪ ሞሰቬኒ ወዲ 73 ዓመት'ዮም። እቲ ክመሓየሽ ዝሕተት ዘሎ ሕጊ ድማ፡ ሓደ ተመራጺ ፕሬዚደንት ልዕሊ 75 ዓመት ክዓቢ የብሉን ዝብል'ዩ።