ኣብ ዩክሬን ተኸዚኑ ዝነበረ ኣጽዋር ዓንዩ

መግለጺ ቪድዮ, ኣብ ዩክሬን ተኸዚኑ ዝነበረ ኣጽዋር ዓንዩ
Published

ኣብ ሓደ ካብ ወተሃደራዊ መዓስከራት ዩክሬን ተኸዚኑ ዝነበረ ኣጽዋር ምእንቲ ንኽዓኑ፡ ኣብቲ ኣከባቢ ዝነበሩ ኣስታት 28ሽሕ ሰባት ካብቲ አካባቢ ከምዝወጽኡ ተገይሩ።

እቲ ኣስታት 188,000 ቶን ዝኸውን ተተኳሲ ንነዊሕ ሰዓታት'ዩ ተተኩሱ።