ኣብ ፓኪስታን ገፈፍቲ ዓሳ ወናኒ ንዘይብሎም ኣኻልብ ይምግቡ

Published

ወናኒ ዘይብሎም ኣኻልብ ኣብ ጥቓ ካራቺ ኣብ ትርከብ ደሴት እናነበሩ እዮም። እቲ ደሴት መግቢን ፅሩይ ዝስተ ማይን የብሉን። ኮይኑ ግን ኣኻልብ ከም ርኹሳን ኣብ ዝረኣዩላ ሃገር ግዱሳት ገፈፍቲ ዓሳ እናተኸናኸንዎም እዮም።