እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ኣብ ምርኢት ሙዚቃ ላስቬጋስ፡ ብውልቀ ሰብ ዝተኸፈተ ተኹሲ 50 ሰባት ተቐቲሎም
Published
በዚ መጥቃዕቲ 50 ሰባት እንትሞቱ፡ 406 ድማ ቆሲሎም። እዚ መጥቃዕቲ ኣብ ታሪኽ ኣሜሪካ ኣብ እኩብ ህዝቢ ካብ ዝተፈፀሙ መጥቃዕትታት እቲ ዝኸፍአ እዩ።