15 ሚልዮን ደቀንስትዮ ዓለምና ቤት ትምህርቲ ዝበሃል ረጊጸን ኣይፈልጣን

መግለጺ ቪድዮ, 15 ሚልዮን ደቀንስትዮ ዓለምና ቤት ትምህርቲ ዝበሃል ረጊጸን ኣይፈልጣን
Published

ኣስታት ክልተ ሲሶ ዓቕመ ኣዳም መሃይማን ዓለምና ደቀንስትዮ እየን። ኣብ 2014፡ ካብ ነፍሲ ወከፍ 100 ደቀተባዕትዮ እተን 94 ደቀንስትዮ መባእታ ትምህርተን ዛዚመን።