ንግዚኡ ሃዲኡ ዝርከብ እሳተ ጎመራ ኒየራጎንጎ፡ ኣብ 2002 ገንፊሉ ንከተማ ጎማ ኣዕኒዋ እዩ።

መግለጺ ቪድዮ, ንግዞኡ ሃዲኡ ዝርከብ እሳተ ጎመራ ኒየራጎንጎ፡ ኣብ 2002 ገንፊሉ ንከተማ ጎማ ኣዕኒዋ እዩ።
Published

እሳተ ጎመራ ኒያራጎንጎ ኣብ ዴሞክራሲያዊት ሪፐብሊክ ኮንጎ፡ ሃገራዊ ፓርክ ቪሩንጋ ይርከብ። ሲሊስቲን ማሂንዳ ምስ ካልኦት ተመራመርቲ ኮይኖም እናተኸታተልዎ እዮም። ኣብዚ ሕዚ እዋን ንጥፈቱ ዝነከየ ስለዝኾነ፡ ቁፅሪ ዑደተኛታት እናወሰኸ እዩ።