እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ትሕቲ ዕድመ መርዓ መግለጺ ስልጣነ ዶስ ድሕረት?
Published
ኣብ ኣሜሪካ ኣብ ዝሓለፉ 15 ዓመታት ጥራሕ ልዕሊ 2 ሚኢቲ ሽሕ ዜጋታት ትሕቲ ዕድመ መርዓ ፈጺሞም።
ኣብ ኣሜሪካ ደቂ 13ን 14ን ዓመት ዝዕድሜኦም ሰገናት መርዓ ክፍጽሙ ልሙድ'ዩ።