ብድዐ ሰራዊት ናይጄርያ ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ

Published

‘ስነ ምግባሩ ዝሓለወ ሰራዊት ንምፍጣር ዘኽእሉ መምርሕታት በቲንና ኢና። ንብልሽው ስነ ምግባር ወተሃደራት ዝጸውር ዓቕሊ ስለዘይብልና ሰራዊትና ጥንቁቕ’ዩ’ ሰራዊት ምክልኻል ናጀርያ።