እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ብሰማይ ነፊሮም ናብ ነፋሪት ዝኣትዉ ደፋራት ሰባት ረኣይዎም
Published
ክልተ ብሰማይ ዝነፍሩ ፈረንሳውያን በቲ ኣብቲ ዝነውሐ እምባታት ኣልፕስ፡ ብሰማየ ሰማያት ነፊሮም ናብ ነፋሪት ይኣትዉ። እዞም፡ ፍረድ ፉጀንን ረፈት ቪንቸን ዝበሃሉ ፈረንሳውያን ነዚ ንምዕዋት ልዕሊ 100 ግዜ ተለማሚዶም እዮም።