መሃዝቲ ቢቢሲ፡ መድሕን ህይወት ኣደታት

መግለጺ ቪድዮ, መሃዝቲ ቢቢሲ፡ መድሕን ህይወት ኣደታት
Published

ዶክተር ሲሃት ካሃኒ፡ ኣብ ፓኪስታን ጥዕና ኣደታት ክሕለውን ሞት ኣደታት ክተርፍን፡ ብዓርሰ ተበግሶ እናሰርሐት ትርከብ።