ኣብ ምሟት ዝርከብ ቀላይ ቪክቶርያ

Published

ቀላይ ቪክቶርያ ኣብ ምሟት ከም ዝርከብ ተመራመርቲ ኣጠንቒቖም። እቲ ኣብ ኣፍሪቃ ዝዓበየ ጨው ዘይብሉ ቀላይ ኣብ ዓብይ ስግኣት ይርከብ።

ናይዚ ፀብፃብ፡ ተዓዋቲት ፅዋዕ ቢቢሲ ኮምላ ዱሞር ኣሚና ዩጉዳ ካብ ዩጋንዳ ኣዋዲዳቶ ኣላ።