መሓመድ ሳላሕ ተሸላሚ ብሉጽ ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪቃ

Published

ሓሙሽተ ተጻወትቲ ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪቃውያን ክነሓንሕሉ ዝጸንሐ ውድድር ብሉጽ ተጻዋታይ ኣፍሪቃ እነሆ ዕላዊ ኮይኑ ኣሎ። ብመሰረት እዚ ተጻዋታይ ጋንታ ሊቨርፑል፡ ግብጻዊ መሓመድ ሳላሕ ተዓዋታይ ኮይኑ ኣሎ።