ኣከባብራ በዓል ጥምቀት ኣብ መቐለን ጎንደርን

Published

ጥምቀት ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ዝኽበር በዓል እዩ። ብፍላይ ድማ ኣብ ጎንደር ብድምቀት ከምዝኽበር ይፍለጥ። ኣብቲ በዓል ካብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝመፅኡ ብርክት ዝበሉ ኣጋይሽ ይርከቡ።