ግዳይ ኲናት ሶርያ ዝኾና ህፃናት

መግለጺ ቪድዮ, ህፃናት ግዳያት ሶርያ
Published

ምስ ኲናት ሕድሕድ ሶርያ ተኣሳሲሩ ግዳይ ሓዊ ባርዕ ዝኾና ህፃናት ፅባቐአን መሊሰን ክረኽባ ይደልያ።