ሰለስተ ሽማግለታት ጥራሕ ሒዙ ዝተረፈ ቋንቋ

Published

ኣብ ፓኪስታን'ዩ ተዛረብቲ ቋንቋ ባደሺ ምስ ካልኦት ተዛረብቲ ቋንቋታት እናተዋሰቡ ቋንቁኦም ዝዛረቦ ስኢኑ ኣብዚ ሕዚ ሰዓት ሰለስተ ሽማግለታት ጥራሕ'ዮም ዝጥቀምሉ። ሽማግለታት እቲ ቋንቋ፡ ህጻውንቲ ነቲ ቋንቋ ስለዘይመለኽዎ ኣዝዩ የተሓሳስቦምን የጉህዮምን'ሎ