እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ከም ደርሆ ዝንቁይ ጋናዊ መንእሰይ
Published
ወዲ 19 ዓመት ጋናዊ መንእሰይ ጀስቲስ ናይ ዝተፈላለዩ እንስሳት ድምጺ ኣምሲሉ ናይ ምድማጽ ፍሉይ ክእለት ኣለዎ። ኣብ ዕለታት ሓደ መዓልቲ ድማ ሽሙ ኣብ ጊነስ ቡክ ከመዝግብ ድሌት ኣለዎ።