ፌስቡክ ኣብ ጸበባ ጭንቂ

መግለጺ ቪድዮ, ፌስቡክ ኣብ ጸበባ ጭንቂ
Published

ፌስቡክ ኣብ 2014 ኣቆጻጽራ ፈረንጂ፡ ሓጺር ፈተና ሕቶን መልስን ብፌስቡክ ካብ ዝወሰዱ ኣስታት 50 ሚልዮን ሰባት መረዳእታ ውልቀ ሰባት ጨውዩ'ዩ ብዝብል ተደጋጋሚ ክሴታ የተኣናግድ'ሎ። ብፍላይ ፖለቲከኛታት ዓዲ እንግሊዝ ንመስራቲ ፌስቡክ ማርክ ዙከርበርግ መብርሂ ከቕርብ ኣጥቢቖም ይሓቱ።