"ስንቄ" ውህብቶ ስርዓት ገዳ ህዝቢ ኦሮሞ

መግለጺ ቪድዮ, "ስንቄ" ጸጋ ስርዓት ገዳ ህዝቢ ኦሮሞ
Published

ህዝቢ ኦሮሞ ካብ ጥንቲ ዝመሓደረሉ ዝነበረ ስርዓት ገዳ ምስ ስርዓት ዴሞክራሲ ዝመሳሰል ከምዝኾነ ብዙሓት ይዛረብሉ። ካብቶም ውህብቶታት ሓደ መሰል ደቂ ኣንስትዮ ኦሮሞ ዘኽብር ስንቄ ዝተበሃለ በትሪ እዩ።