መንቀሊ ፖለቲካዊ ምዕባለታት ኢትዮጵያ እንታይ'ዮም?

መግለጺ ቪድዮ, መንቀሊ ፖለቲካዊ ምዕባለታት ኢትዮጵያ እንታይ'ዮም?
Published

ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ሕሉፍ ሰለስተ ኣዋርሕ ንደሓር ቅልጡፍ ፖለቲካዊ ምዕባለታት ከምዝተረኣዩ ብዙሓት ይሰማምዕሉ'ዮም። ንምዃኑ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ዘምጽኦም ፖለቲካዊ ለውጥታት እንታይ'ዮም?