"መንግስቲ ኤርትራ ምስ መንግስታት ንኽዛተ ብቑዕ ዉክልና የብሉን" ዶ/ር ዓወት ተወልደብርሃን

መግለጺ ቪድዮ, ቀጻሊ መንገዲ ኤርትራ ናበይ?
Published

ኢትዮጵያን ኤርትራን ብመራሕተን ተወኪለን ዘተ ሰላም ካብ ዝጅምራ እነሆ ሰሙናት ኣሕሊፈን ኣለዋ። መንግስቲ ኤርትራ ምስ መንግስታት ንኽዛተ ዘኽእል ብቑዕ ውክልና ኣለዎ ኢለ ኣይኣምንን ዝብል ምሁር ታሪኽ ዶ/ር ዓወት ተወልደብርሃን ቀጻላይ ብዙሕ ስራሕ ከምዝጠልብ ይእንፍት።