ዝተሓዋወሰ ስምዒት ሓንቲ ስድራ.....

Published

ኣስራት ኣብራሃም ሓደ ካብቶም ምስታ ቀዳመይቲ ነፋሪት ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ኤርትራ ዝኣተዉ ገያሹ እዩ። ኣስመራ ናብ እትርከብ ዓባዩ ተጓዒዙ ምስ ስድርኡ ኣብ ዝተራኸበሉ እዋን ዝተሓዋወሰ ስምዒት ናፍቖት ተራእዩ።