እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ንንብዓት ሓረስቶት መን'ዩ ተሓታቲ?
Published
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኦሮምያ ሓረስቶት ብዘይ ግቡእ ካሕሳ ተፈናቒሎም ኣብ ሓደጋ ከምዝርከቡ ቢቢሲ ኣብቲ ከባቢ ከይዱ ከረጋግጽ ኪኢሉ'ሎ። ንምዃኑ ነዚ ኩሉ ጠንቂ ዝኾነ ኣካል መን'ዩ?