ኣንበሳ ዝሰጉግ መንእሰይ

መግለጺ ቪድዮ, ኣንበሳ ዝሰጉግ መንእሰይ
Published

ኣብ ኬንያ ማሳይ ተባሂሎም ካብ ዝጽውዑ መናእሰይ ዝተወልደ መንአሰይ ርቻርድ ቱረር ጥሪቱ ካብ ኣናብስ ንምሕላው ሓደ ነገር ምሂዙ። እቶም ኣናብስ ናብቲ ጥሪት ዘለውኦ ቦታ ከይመጽኡ ዘኽእል ላምባዲና መሰል ህልም ብልጭ ዝብል ልቺ ምሂዙ።