ኣብ ምጥሓል እትርከብ ከተማ ጃካርታ
Published
ከተማ ጃካርታ ኣብ ከይዲ ምጥሓል ከምእትርከብ ጸብጻባት የረድኡ። ቀንዲ መንቀሊኡ ድማ ዳርጋ ሱሳ ሚኢታዊት ነበርታ ማይ ከርሰምድሪ ስለዝጥቀሙ ከምዝኾነ ይግለጽ'ሎ። ከም ሳዕቤኑ ድማ ህንጻታትን ገዛውትን ሓደጋ ምፍራስን ምንቃዕን የጋጥሞም ከምዘሎ ተሓቢሩ።