''ኢሳይያስ መቐለ ከይረኣየ ብምኻዱ ብጣዕሚ ኣሕዚኑኒ'' ዶ/ር ሰሎሞን ዕንቋይ

መግለጺ ቪድዮ, ''ኢሳይያስ መቐለ ከይረኣየ ብምኻዱ ብጣዓሚ ኣሕዚኑኑ'' ዶ/ር ሰሎሞን ዕንቋይ
Published

ኣብ ከተማ ኣስመራ ተወሊዶም ዝዓበዩ ዶክተር ሰለሞን ዕንቋይ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ዩኒቨርስቲ ለንደን ንኣስታት 17 ዓመታት ኣምሂሮም'ዮም። ፕሬዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ናብ ኢትዮጵያ ኣብዝመፀሉ እዋን ናብ መቐለ ብዘይምምጽኡ ኣዝዩ ከምዘሕዘኖም ንቢቢሲ ገሊጾም።