"ጎንጺ ኢትዮ-ኤርትራ ኣብ ስነ ጽሑፍ ትግርኛ ሃሰያ ነይሩዎ'ዩ"

Published

ደራሲ እስጢፋኖስ ኣስናቀ፡ ካብ ኤርትራ ናብ ትግራይ ከተማ መቐለ መጺኡ ብዝረኣዮ ናይ መጽሓፍቲ ምብዛሕ ኒኢዱ። ኣቀባብላ ህዝቢ ትግራይ'ውን ኣዝዩ ከምዘሐጎሶ ምስ ቢቢሲ ኣብ ዝነበሮ ጻኒሒት ገሊጹ።