"ኣብ ኤርትራ ኣብ ኮንተይነር ን32 ኣዋርሕ ተኣሲረ"

መግለጺ ቪድዮ, "ኣብ ኤርትራ ኣብ ኮንተይነር ን32 ኣዋርሕ ተኣሲረ"
Published

ሄለን ብርሃነ ትበሃል፡ ብሰንኪ እምነታ ንኣስታት 32 ኣዋርሕ እኹል መግቢ ኣብ ዘይብሉ ኮንተይነር ተኣሲራ። ኣብቲ ተኣሲራትሉ ዝነበረት ቤት ማእሰርቲ መግረፍትን ስቅያትን ከምዝበጽሓ ምስ ቢቢሲ ኣብ ዝገበረቶ ቃለ ምልልስ ገሊጻ።