ኢትዮጵያ፡ "ጥምቀት ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ኣኽሱም'ዩ ተጀሚሩ"

መግለጺ ቪድዮ, ኢትዮጵያ፡ "ጥምቀት ኣብ ኣኽሱም'ዩ ተጀሚሩ"
Published

ጥምቀት እየሱስ ክርስቶስ ካብ ገሊላ ናብ ዮርዳኖስ ወሪዱ ብመጥምቀ የውሃንስ ካብ ዝጥመቕ ንድሓር ብኣመንቲ ክርስትና በብዓመቱ ዝኽበር ሃይማኖታዊ በዓል እዩ።

ናብ ኢትዮጵያ ድማ ኣብ ዘበነ ሃጸይ ካሌብ ብኣኽሱም ኣቢሉ ከምዝተጀመረ ንቡረ ኢድ ተስፋይ ተወልደ ገሊጾም።